ሳሞአኛ
መልክዕ
| ሳሞአኛ | ||
|---|---|---|
| Gagana samoa | ||
|
| ||
| ዝዝረብ ኣብ |
ሳሞአ ኣመሪካ-ሳሞአ | |
| ተዛረብቲ | 370.000 ሽሕ | |
| ስድራ ቤት | ሳሞአኛ | |
| ጽሕፈት | እንግሊዝኛ ፊደል y Latin alphabet | |
| ወግዓዊ ኩነት | ||
| ወግዓዊ ኣብ |
ሳሞአ ኣመሪካ-ሳሞአ | |
| ኮዳት | ||
| ኣይሶ 639-1 | sm | |
| ኣይሶ 639-2 | smo | |
| ኣይሶ 639-3 | smo | |
አቲ ሳሞአኛ (Gagana Samoa) ናይ ኣውስትሮ ቋንቋ ብልምዲ ድማ ቋንቋ ናይ ሳሞአን ኣመሪካ-ሳሞአን (ጥቃ እንግልዘኛ) ቋንቋ እዩ. ኣብ ኣውስትራልያ ውን ተዛብቲ ቋንቋ ሳሞአኛ ኣለዉ, ኒው ዘይላንድ፣ ቶንጋን ዩናይትድ ስተትስ. ኣብ ምሉእ ዓለም ድማ ልዕሊ 370.000 ሰባት ቋንቋ ሳሞእኛ ይዛረቡ.
ሳሞአኛ ብ እንግሊዝኛ ፊደል ይጽሓፍ። ኣስታት 15 ፊደላት ድማ ኣለዎ.